Basic

EmbassyMedia - ሓባራዊ ዘተ ምስ ኣባላት መንሰያት ዋርሳይ ዓባይ ብርጣንያ

Posted by: Yared Tesfay

Date: Friday, 02 December 2022

ውዳበ መንእሰያት ዋርሳይ፡ እዋናዊ ብድሆታት ብንቕሓት ንምግጣምን ህንጸት ሃገር ንምድንፋዕን ተባሂሉ ዝተመስረተ፡ ኣባላቱ ኣብ ዝሓለፈ 6 ወርሒ፡
ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት ተኸፋፊሎም ታሪኻውን ፖለቲካውን ስልጠና ዝወሰዱ እዮም፡፡ ንዝወሰድዎ ስልጠና ንምፍታሽን ጽልዋታቶም
ንምስፋሕን ተባሂሉ ከኣ፡ ምስ ኤምባሲ ሚድያ ብዕለት 01/12/2022 ዝተገብረ ሓባራዊ ዘተ ኣካይዶም፡፡
EmbassyMedia - ሓባራዊ ዘተ ምስ ኣባላት መንሰያት ዋርሳይ ዓባይ ብርጣንያ




Broadcasted on 2024-07-21 | ዓወት ቢንያም ግርማይን ደግፍ መላእ ህዝቢ ኤርትራን | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France performance - ERi-TV #eritrea