Basic

8 መጋቢት 2023 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ -ክብሪን ምስጋናን ነታ ወትሩ ድርዒን ሓይሊን ሃገራዊ መኸተና፡ ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ!

Posted by: Yared Tesfay

Date: Friday, 03 March 2023

ሎሚ ዘመን፡ 8 መጋቢት 2023 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ከም መቐጸልታ ተጻብኦ 80 ዓመታት፡ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ከኣ፡ ሎሚ እውን ከም ትማሊ፡ በቲ ያታአን ዝዀነ መትከላዊ እምነት፡ ነዚ ዘሎ መድረኻዊ ብድሆ ዝጀመርኦ ቃልሲ ኣብ ምዕራፉ ንምብጻሕ፡ ኣብ ጎድኒ መላእ ህዝበን ኮይነን፡ ኣብነታዊ ተራ ይጻወታ ኣለዋ።



EmbassyMedia - ኤርትራውያን ደቀንስትዮ 'International Women Day 2022'


Embassy Media NUEW 2021 - Interview with President of NUEW Ms. Tekea Tesfamichael


EmbassyMedia - Interview with Mrs. Nigisti Tsegai, Chair of NUEW Europe


Embassy Media NUEW 2021 - Interview with Miniya Teshatsion (Gual Gebel)



ክብሪን ምስጋናን ነታ ወትሩ ድርዒን ሓይሊን ሃገራዊ መኸተና፡ ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ! #EmbassyMedia, #Eritrea, #EPLF, #InternationalWomenDay, #EritreaWomen


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events