Basic

EmbassyMedia - ቅነ ናጽነት ኤርትራ 2023 - ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ!

Posted by: Yared Tesfay

Date: Friday, 28 April 2023

በዓል ናጽነት 2023 ከም ወትሩ ብድምቀት ንምጽንባል፥ ኣብ ውሽጢ ሃገር ልዑል ምሽብሻብ ይካየድ ኣሎ፥ ማዕረ
 ማዕረኡ`ውን ኣብ ውጻኢ በብሃገሩ እኹል ምቅርራብ ይግበር ከምዘሎ ንዕዘብ ኣለና፥  
2023 ጽምብል ናጽነትና ``ቅያ ስጡም መስርዕ`` ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ክጽምበል እዩ!!  
 EmbassyMedia - ቅነ ናጽነት ኤርትራ 2023 - ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ!





ERi-TV, Eritrea - ኣዴታት፡ ሰብ ሓዳርን፡ ኣደ ቆልዑን ተሳተፍቲ ሳዋ - Mothers who are participating at Eritrean National Service training center in Sawa

Dehai Events