Basic

EmabssyMedia - ሪፖርታጅ - ሰላማዊ ሰልፊ 22 መስከረም 2023 ኣብ ከተማ ለንደን

Posted by: Yared Tesfay

Date: Monday, 25 September 2023

ሪፖርታጅ
ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ
22 መስከረም 2023 ኣብ ከተማ ለንደን!

EmbassyMedia - ሪፖርታጅ - ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ 22 መስከረም 2023 ኣብ ከተማ ለንደን !


ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ / 22/9/2023 እቶም ካብ ከተማታት ማንቸስተር ሊቨርፑል ሸፊልድ ሊድስ ሚድስብራ ግላስኮ ልስተርሲቲ ኮቮንትሪ ኖቲንግሃም በርሚንግሃም ስቶክሲቲ ኒውካስትል ብሪስቶል ሳውዝሃምተን ከም`ውን ካብ ኣርባዕቲኡ ኩርንዓት ማለት ምብራቕ ምዕራብ ደቡብን ሰሜንን ዝተኣኽኸቡ ኣደራዕ ዝወረዶም ብመንነቶም ሃገሮምን ባንዴረኦምን ዝኾርዑ ህዝቢ መሰልናን ክብርናን ንምውሓስ ንጣበቕ። ነዚ ዓቢ ውዲት ዝፈጠሮ ዕብዳን ነፍሽሎ።




ERi-TV, Eritrea - ኣዴታት፡ ሰብ ሓዳርን፡ ኣደ ቆልዑን ተሳተፍቲ ሳዋ - Mothers who are participating at Eritrean National Service training center in Sawa

Dehai Events