Basic

ምስ ጎበጠ ትኽ ዘይብል።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Monday, 04 November 2024

ተንኮል ሒዙ ዝዓቢ ሰብን፡ ጎቢጣ ትዓቢ ተኽልን ኣይቀንዕን። ጃንዳ ከመይ ገራ ትኽ ክትብል ቀደም እንዳያ ጎቢጣ።  ሻዕብያ ከም ሓጺን ጠሪጉ ከም ማሕረሻ ከብልሓ እኳ እንተ ጸዓረ እምቢ ኢላ ሓንጊዳ። እቲ ዝገደደ ንመንእሰያት ትግራይ ተንኮል ተውርሶ ኣላ። ላሕኹ ናብ ኣግኣዝያንን ብርጌድ ንሓመዱ ( ንጎድፉ) ለኽዩ። ሕጂውን ሻዕብያ ነቶም ክበልሑ ዝደልዩ  ጠሪጉ ከብልሖም'ዩ። ነቶም ዝመረቱ ክትጥርጎም ከሎ ፈርከሽ ዝብሉ ጉዕዝኦም ኣየቛርጹ ናብ ጃንድኦም ይጸግዑ።


ተጋዳላይ ስዩም ኪዳነ - ምሽጥራዊ ልኡኽ፡ብዓል ሞያ፡ ስፖርተኛ|Seyoum Kidane - Secret agent & freedom fighter - ERi-TV

Dehai Events