Date: Tuesday, 28 March 2017
ዝዕባ 8 መጋቢት ኣህግራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ::
ኣለኹ ኣብ መትከለይ:: ኣብቲ ዝገደፍክለይ ንጹር መትከል: ኣምሒልክኒ ኢኺ ካይብል ሰንከልከል: ዋላ ኣብ ሕማ ቕ እዋን ዝመጽእ መስገደል: ብጽንዓት ክሰግር እና በልኩ ዕልል::
8 መጋቢት ኢልና ካብ ነብዕላ: ክትውለድ ጀሚርኪ ገና ህጻን ከላ: ጎቢዛ ዓብያ ንመርዓ ኣኺላ: ሕጂ ግን ሓሊፋ ንስኺ ዘይ ብላ::
ብሃውሪ ክይ ከይድ ናብ ዘይድልይኒ: ኣብ ቅኑዕ መንገዲ ኣሰር ኣትሒዝክኒ: ኣብ ሩባ ካይኣቱ ውሕጅ ካይ ወስድኒ: ዝበልጸት ጃልባ ሰሪሕኪ ሂብክኒ::
ክዕቅባ እየ ክከናኸና: እቲ ዘዝበለጸ መሪጸ ክጽዕና: ዝሓየለ ማ ዕበል ካይፋታተና: ንፍዕቲ ካፒተን ኣለኹዋ ዋና:: ሰብ ንእሽቶ ዕድመ ሃየ.ሞ ሰዓባ: ኣብ ጽንዕቲ ጃልባ ቀልጢፍክን ደይባ: ንዓኽን ዝጠቅም ሓሳባት ክትረኽባ: ሓሳባት ናትክን ውን ንኻልእ ክትህባ::
ንዓኽን እንድያ ሰሪሓ መንገዲ : ደኺምክን ትዕርፋሉ ኣደልያ ንእዲ: መሰልክን ዝሕሉ ኣሎ መጻሕፍቲ: ኣለልየኦ ግን ካይ ርገጽ ምእንቲ::
ተላብያትክን ኢላትክን ሓደራ: ኣምሒላትና .ወ ኣብ ናይ ሰማእታት ስፍራ: መንገዳ ክንክተል ክንስዕብ ኣሰራ: ኣርማ ኣ ኣልዒልና ንቀበሎ ሕድራ::
ዋላ ኣብ ጽንኩር ኩነት ሰንከልከል ካይ በልኪ: ንኹሉ ተርክብሉ ኣይፋል ዘይ ወጸኪ: ነብስኺ ረሲዕኪ ሃገር ዘቀደምኪ: መቃብርኪ ይቅሰን ኣለና ኣብ ኣሰርኪ:: ዕድመ ን8መጋቢት ዘለኣልማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና: ዕለት11.03.2017 ጸጋ ወልደገርግስ::
Final-Recipient: rfc822; raimoq@wordpress.com Action: failed Status: 5.1.1 Remote-MTA: dns; mail.automattic.com. (192.0.64.46, the server for the domain wordpress.com.) Diagnostic-Code: smtp; 550 5.1.1 <raimoq@wordpress.com>: Recipient address rejected: User unknown in local recipient table Last-Attempt-Date: Wed, 15 Mar 2017 07:13:34 -0700 (PDT) ---------- Weitergeleitete Nachricht ---------- From: Tesfai Tewelde <teweldetesfai@googlemail.com> To: raimoq@wordpress.com Cc: Bcc: Date: Wed, 15 Mar 2017 15:13:33 +0100 Subject: 8 megabit ዕለት 11.03.2017 <span style="font-size:20
0,87 GB (5 %) von 15 GB belegt Letzte Kontoaktivität vor 2 Minuten Details | Personen (2)
Details anzeigen |