Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com፡ ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ 1ይን 2ይን ክፋላት

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 10 June 2017

ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ 1ይን 2ይን ክፋላት

`የኑረነቢ ማህደር` ትብል መጽሓፍ ኣብ`ዚ ቅንያት`ዚ ዘውጽአ ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ፡ ቅድሚ ሎሚ`ውን ከም `የቡርቃ ዝምታ` 'የጋዜጠኛው ማስታወሻ` ዝበላ ሸውዓተ መጻሕፍቲ ንሕትመት ዘብቅዐ፡ ብመንጽር ብዝሒ ዘሕተሞም መጻሕፍቲ ኣብ ንኡስ ዕድመ ዝርከብ ደራሲ`ዩ።

`የኑረነቢ ማህደር` ትብል መጽሓፍ ኣብ`ዚ ቅንያት`ዚ ዘውጽአ ደራስን ጋዜጠኛን ተስፋየ ገብረኣብ፡ ቅድሚ ሎሚ`ውን ከም `የቡርቃ ዝምታ` 'የጋዜጠኛው ማስታወሻ` ዝበላ ሸውዓተ መጻሕፍቲ ንሕትመት ዘብቅዐ፡ ብመንጽር ብዝሒ ዘሕተሞም መጻሕፍቲ ኣብ ንኡስ ዕድመ ዝርከብ ደራሲ`ዩ።

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events