Dehai News

ገጽ መጽሓፍ: ኤርትራ-ዝኽሪ' ታ ቦጦሎኒ-ናይ ኤርትራዊ ጅግንነት መዳርግቲ የብሉ!!!

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 24 June 2017

ኤርትራ-ዝኽሪ' ታ ቦጦሎኒ-ናይ ኤርትራዊ ጅግንነት መዳርግቲ የብሉን 

ኩሉ ኤርትራዊ ክዕዘባ ዘለዋ ታሪኻዊት ቪድዮ!

https://www.youtube.com/watch?v=Xj26z4C3rOQ

 

 

እዚኣ ድማ ሞቕሽሽ እያ።

 

""ምስ ሻዕብያ 100 ዓመት ምስተዋጋእና ኔርና። እንተኾነ ንሕና ብግንባር ደቀምሓረ መጥቃዕቲ ክገብሩ እንዳተጸበና ሻዕብያ ታንክታቶም ኣዲስ ኣበባ ተራእየን።"" ጄነራል ሁሴን

https://www.youtube.com/watch?v=jCjBFr2b5l0

 

ዝኽሪታ ቦጦሎኒ ሓንቲ ካብተን ኣብ እግሪ መኸል ሩባ በለሳ ንወራሪ ወታደራት ትግራይ ከም ቆሎ ሬሳታተም ዘርገፈት እያ። እግሪ መኸል እቲ ዝኸፍአ ሽንፈት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ትግራይ ዝወረደሉ መጻብቦ እዩ። ካብቲ ኣብቲ ታሪኻዊ ውግእ ዝተሳተፉ ኣሃዱዳትና ኣባላት ዜና ምስ ሓንቲ ቦጦሎኒ ስለ ዝነበሩ ዝቀድሕዎ ታሪኽ እተዘንቱ እያ። እዚ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ እንተዘይስነድ እቶም ሓሶት ዝሕላገቶም ወያነ ጥራሕ ዘይኮኑ ንወገን ከማን ምእማኑ መሸገረ ኔሩ። ከመይሲ ሓደ ምስ 20 ዝገጥመሉ ሰብ ኣብ ልዕሊ ታንክታት ደይቡ ዝዓለሉ ውግእ እዩ ኔሩ። እቲ ነቲ ሰራዊትና ዘይፈልጥ ክገርሞ ይክእል ይኸውን እምበር ንኤርትራዊ ወተሃደር እዚ ሓድሽ ነገር ኣይኮነን።


WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events