Date: Wednesday, 05 July 2017
***ላዕለዎትን ናይ ሞያ ትካላትን ኣብያተ-ትምህርቲ ኤርትራ መንእሰያት ኤርትራ ብዘይ ክፍሊት ኣምሂረን የመርቓ።
መብርሂ፡ ኣብ ነጥቢን ፊደላትን መኣረምታ ጌረ ኣሎኹ።
***ብርሃነ
ወርሒ ሓምለ ዕለት 5, 2017 ዓም ፈረንጂ
ልዕሊ 400 ተመሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ስነ ኪነት ተመሪቖም። ኣብ ከተማ ደቀምሓረ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ስነ ኪነት ዶንበስኮ ብዓውድታት ዕረያ መካይን፡ ስርሓት ሓጺን፡ ስነ ህንጻ፡ ኤለክትሮኒክስ፡ ቅየሳ፡ ኤለክትሪክ፡ ከምኡውን ስርሓት ዕንጸይቲ ዘሰልጠነቶም 99 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም 198 ተመሃሮ ኣመሪቓ። ከምኡውን ኣብ ኣስመራ ትርከብ ቤት ትምህርቲ ስነ ኪነት ኣስመራ ንክልተ ዓመትታት ብ9 ዓውድታት ብክልተ ሓሳብን ግብርን ዘምሃረቶም 84 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከባኦም 204 ተመሃሮ ኣመሪቓ።
*******************************************************************************
ኣስታት ክልተ ሽሕ ዝኾኑ ተመሃሮ ብዲግሪ ዲፕሎማን ሰርቲፊኬትን ኣብዘን ዝሓለፉ መዓልታት ተመሪቆም። እተን ዝተረፉ ኮለጃትውን ምምራቕ ቀጺለን ኣለዋ። ዝሓለፈ ወርሒውን 1900 ተመሃሮ ብቴክኒክ ተመሪቆም ኔሮም። ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ኮለጃት ኤርትራ ኣስታት 27 ሽሕ ተመሃሮ ይመሃሩ ኣለው። እዚ ቁጽሪ ነቶም ሎሚ ዓመት ሓደሽቲ ዝጅምሩ ኣስታት 4 ሽሕ ኣየጠቃልልን። ኣብ ሳዋ ብናይ ቴክኒክ ኣስታት 12 ሽሕ መንእሰያት ብዝተፈላለየ ሞያዊ ክእለት ይስልጥኑ ኣለው።ቭእዚ ቁጽሪ ንተዓላሞ ከይሓወስካ እዩ፡ ኣብ ዓዲ ሃሎ 10 ሽሕ መንእሰያት ብማሺነሪን ህንጻን ይስልጥኑ ኣለው። እዚ ከኣ ልዕሊ 50 ሽሕ መንእሰያት ብነጻ ኣብ ኮለጃትን ናይ ሞያ ኮለጃትን ይመሃሩ ኣለው። ሕጂውን ነዚ ቁጽሪ ነቶም ኣብ 8 ናይ ሞያ ቴክኒክ ኣብያተ ትምህርቲ ዘለው ኣየጠቃልልን እዩ። ኣብዘን ዝመጻ መዓልታት ኣርባዕተ ኮለጃትን 6 ናይ ሞያ ኮለጃትን 2 ኣብያተ ትምህርቲ ነርስን ተመሃሮአን ከመርቃ ትጽቢት ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ነጥቢ ስለ ዘየምጽአ ካብ ትምህርቲ ዝቦክር የለን።***************************************************************************
***The College of Health Science, in its ninth commencement, graduated a total of 565 students including 256 females in different health disciplines.
***Halhale College of Business and Economics graduated 315 students out of which 42% female students on 01 July in degree and diploma.
*** Denden Commercial School graduated 436 students in certificate.
***Wina Technical School has on 18 June graduated a total of 144 students
***the College of Marine Science graduated with degrees and diplomas a total number of 131 students including 49 females in the fields of Marine Technology, Marine Resource and Marine Biodiversity as well as Marine Engendering.
*** A total of 281 students from Adi-Keih College of Arts and Social Sciences graduated.
፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠.