Date: Friday, 17 November 2017
መሕተሚ
ኣብ መደበር መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ክሰላሰል ዝጸንሐ ፕሮጀክት ናይ ምርኽኻብ ስነ ስርዓት ተፈጺሙ
ኣብ ኤርትራ መደበር መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ክሰላሰል ዝጸንሐ ናይ 98 ሚልዮን ዶላር ተወሳኺ ፕሮጀክት ወግዓዊ ናይ ምርኽኻብ ስነስርዓት ትማሊ 15 ሕዳር 2017 ኣምባሳደር ቻይናን ፡ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ ቀጽሪ'ቲ መመንጨዊ ተኻይዱ።