Dehai News

(ድምጺ ኣመሪካ) ኤርትራዊያን ሆላንዳዊያን፡ መንግስቲ ሆላንድ ክኽተሎ ዝጸንሐ ዝበልዎ ዘይፍትሓዊ ኣገባብ ኣተሓሕዛ ብምቅዋም ሰልፊ አካይዶም

Posted by: Semere Asmelash

Date: Wednesday, 14 March 2018

ኤርትራዊያን ሆላንዳዊያን፡ መንግስቲ ሆላንድ ክኽተሎ ዝጸንሐ ዝበልዎ ዘይፍትሓዊ ኣገባብ ኣተሓሕዛ ብምቅዋም ሰልፊ አካይዶም

መጋቢት 14, 2018
  • ተወልደ ወልደገብረኤል


ዋሽንግተን — 

ኤርትራዊያን ሆላንዳዊያን፡ መንግስቲ ሆላንድ ክኽተሎ ዝጸንሐ ዝበልዎ ዘይፍትሓዊ ኣገባብ ኣተሓሕዛ ብምቅዋም ሎሚ ኣብ ዘ-ሄግ ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም።

ኣብቲ “ብዛዕባና ምሳና ተዛረቡ” ዝብል ጭርሖ ንዕኦም ኣብ ዝምልከት ጉዳይ ድምጾም ክስማዕ ይሓቱ።

መንግስቲ ሆላንድ ብወገኑ “ኩሎም ሆላንዳዊያን ብሕገ መንግስትና ዓንቀጽ ሓደ ማዕረ’ዮም። ነዘርላንድስ ምስ ኤርትራ ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኣለዋ። ብንቡር መንገዲ ድማ ምስ ሰበስልጣን ኤርትራ ንኽልቴና ኣብ ዘገድሱ ጉዳያት ብስሩዕ ንዘራረብ ኢና። ንክልቴና ኣብ ዘገድሱ ኩሎም ጉዳያት ድማ ኣብ ሓባራዊ ምርድዳእ ንብጻሕ ዝዓለመ ምርድዳእ ኣብ ምግባር ንሰርሕ ኢና” ኢሉ`ሎ።

ኣብ ሆላንድ ጋዜጠኛ ሃብቶም ዮሃንስ፡ ብዛዕባ ሽፋን ሚዲያ ሆላንድ ርእይትኡ ሂቡ`ሎ።

Inline image

Inline image






EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events