Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ኣብ ኤርትራ ጸገም ናይ ዝተሓተ ሕብረተሰብ ኣብ ምፍታሕ ኢና ጸቒጥና ንሰርሕ ይብል- ጉጅለ ኤሪ-ቴክ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Friday, 27 April 2018

ኣብ ምህዞን ሰንዓን ብዝግደሱ መንእሰያት ዝተመስረተት ጉጅለ`ያ-ኣብ ኤርትራ ትርከብ ጉጅለ ምህዞን ሰንዓን “ኤሪ-ቴክ”።

እዞም ዝተፈላለየ ናይ ትምህርቲ ደረጃን ናይ ፈጠራን ምህዞን ዓቕምን ክእለትን ዘለዎም ልዕሊ 25 መንእሰያት፡ኣብ ከባቢኦም ብዝርከቡ ጥረ ነገራት ተጠቂሞም ኣብ መዓልታዊ መነባብሮ ሕ/ሰብ ንዝረኣዩ ጸገማት ንምፍታሕ ዘገልግሉ መሳርሒታት ኣብ ምስናዕ ብዝያዳ ጸቒጦም ከምዝሰርሑ’ዮም ዝገልጹ።

መስራትን ጠርናፍን ናይ “ኤሪ-ቴክ” ኢንጂነር ኣሕፈሮም ተኸስት፡ንዕላማን ኣመስራርታን ናይ’ዛ ጉጅለ ምህዞን ሰንዓን ብምግላጽ ይጅምር።

Dm eri tv subscribe

Embassy Media Interview with Mr Ahmed Omer Sheikh

Dehai Events




Hdri Media Books on Amazon.com
visit hdrimedia.com