(VOE-DC) ቃለመጠይቅ ምስ ኣቶ ዳዊት ሃይለ- ቆንስል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ- ንምኽፋት ሓድሽ ክበብ ኤርትራውያን ዘመልከተ
VOICE OF ERITREA PROGRAM 8/17/19 INCLUDES:
- Interview with Mr. Dawit Haile, Consul-Embassy of Eritrea in USA- Regarding the Opening of New Eritrean Community Center (ECCC) in Washington, DC
- Eri-International Sport's Updates by Mike Sium
- Sawa Trainers and Teachers- Dimtsi Hafash
- Book Reading by Efrem Emhazion
- Updated News from Asmara Eritrea
- Important announcement and Music
ኣርእስቲ መደባትና፤
- ቃለመጠይቅ ምስ ኣቶ ዳዊት ሃይለ- ቆንስል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ- ብመኽንያት ምኽፋት ሓድሽ ክበብ ኤርትራውያን ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ
- እዋናዊ ዛዕባ ኣህጉራዊ ስፖርት ኤርትራ ብማይክ ሲዩም
- ሳዋ ዓለምትን ኣለይትን- ካብ ድምጺ ሓፋሽ
- ንባብ መጽሓፍ- ብኤፍረም ኤምሃጺኦን
- እዋናዊ ዜና ካብ ከተማ ኣስመራ ብጋዜጠኛ ገረመስቀል ገረዝጊሄር
- ኣገደስቲ ሓበረታን ሙዚቃን