Date: Thursday, 03 October 2019
Dear Dehairs,
እዚ ኣተሓሒዘ ዝሰደልኩም ዘለኹ ሓጺር ታሪኽ ሂወት ጅግና ስውእ ተጋዳላይ ወልደትንሳኤ በርሀ (ወዲ በርሀ)፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንሓሰ ዕለት 28 ኣብ ድሃይ ዘቕረብክዎ ታሪኽ'ዩ።