(VOE-DC) ሳልሳይ ኣህጉራዊ ዋዕላ ሕ/ሃገራት ንድፊ ዓሚቝ ማያት ብሲዮም ተኽለ(ኣባል ሚኒስትሪ ፍትሒ ኤርትራ)
VOICE OF ERITREA PROGRAM 10/5/19 INCLUDES:
- UN International Conference draft on the Law of the Seas by Siyum Tecle-Member Ministry of Justice of Eritrea
- Eritrean Sports update by Mike Sium( Eri Sports International)
- Seminar by Youth Mehreteab Medhane 3rd part
- Book Reading by Efrem Emhazion
- Updated News from Asmara Eritrea
- Important announcement and Music
ኣርእስቲ መደባትና፦
- ሳልሳይ ኣህጉራዊ ዋዕላ ሕ/ሃገራት-ንድፊ ዓሚቝ ማያት ብሲዮም ተኽለ ኣባል ሚኒስትሪ ፍትሒ ኤርትራ
- እዋናዊ ዜና ስፖርት ኤርትራ ብማይክ ሲዮም (ኤሪ ስፖርት ኢንተርናሾናል)
- ሰሚናር ብመንእሰይ ምሕረተኣብ መድሃኔ 3ይ ክፋል
- ንባብ መጽሓፍ ብኤፍረም ኤምሃጺኦን
- እዋናዊ ዜና ካብ ከተማ ኣስመራ ብወኪልና ጋዜጠኛ ገረመስቀል ገረዝጊሄር
- ኣገደስቲ ሓበረታን ሙዚቃን