Dehai News

(VOE-DC) ሓበረታ ካብ ሃማድኤ-ዲሲ ንጽንብል መበል 40 ዓመት ምምስራት ሃማድኤ- ብኤልሳ ሃይለማርያም

Posted by: Woldu Ghebreab

Date: Saturday, 02 November 2019

(VOE-DC)  ሓበረታ ካብ ሓማድኤ-ዲሲ ንጽንብል መበል 40 ዓመት ምምስራት ሓማድኤ- ብኤልሳ ሃይለማርያም

 http://voiceoferitrea.com/2019/11/02/voe-dc-ሓበረታ-ካብ-ሓ…-ዲሲ-ንጽንብል-መበል-40/ 

VOICE OF ERITREA PROGRAM 11/2/19 INCLUDES:

  • Information regarding 40 Years Anniversary of NUEW- by Elsa Hailemariam
  • Poem on Eritrean Women's Struggle
  • Women's  sacrifice to Achieve Independence by Ms. Liya Hagos
  • Seminar by Youth Mehreteab Medhane Part 6
  • Book reading by Efrem Emhazion
  • Updated News from Asmara Eritrea
  • Important Announcement and Music

ኣርእስቲ መደባትና፦

  • ሓበረታ ንጽንብል መበል 40 ዓመት ምምስራት ሓማድኤ- ብኤልሳ ሃይለማርያም
  • ግጥሚ- ቃልሲ ደቂኣንትዮ- ካብ ቪርጂኒያ ቢች
  • ተሞክሮታት ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ- ብወይዘሮ ሊያ ሓጎስ
  • ሰሚናር ብመንእሰይ ምሕረተኣብ መድሃኔ 6ይ ክፋል
  • ንባብ መጽሓፍ ብኤፍረም ኤምሃጺኦን
  • እዋናዊ ዜና ብጋዜጠኛ ገረመስቀል ገረዝጊሄር ካብ ከተማ ኣስመራ
  • ኣገደስቲ ሓበረታን ሙዚቃን



EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events