(VOE-DC) ቃለመጠይቅ ምስ ስነጥበባዊ ዮናታን ተወልደ(ታንታን) ብዛዕባ ምረቃ ሓዳሽ መጽሓፍ-መላት- ደራሲ ህቡብ ስነጥበባዊ ታደሰ ዑቅባዝጊ
VOICE OF ERITREA 12/14/19 INCLUDES:
- Interview with Artist Yonatan Tewolede (Tantan) Regarding New Book signing event (Melat) Author- Tadese Okbazghi (Amerika)
- Eritrean Sport Updates by Mike Sium (Eri-Sports International)
- Article- Africa with no wars
- Interview with Berhane Ghebrehiwet- Charge D'affairs Embassy Eritrea about Investment in Eritreal 2nd part
- Updated News from Asmara Eritrea
- Important announcement and Music
ኣርእስቲ መደባትና፤
- ቃለመጠይቅ ምስ ስነጥበባዊ ዮናታን ተወልደ ብዛዕባ ምረቃ ሓዳሽ መጽሓፍ (መላት) ደራሲ- ህቡብ ስነጥበባዊ ታደሰ ዑቅባዝጊ (ኣመሪካ)
- እዋናዊ ዜና ስፖርት ኤርትራ- ብማያክ ሲዩም (ኤሪ-ስፖርትስ ኢንተርናሾናል)
- ጽሑፍ- ኣፍሪቃ ብዘይውግእ
- ቃለመጠይቅ ምስ ብርሃነ ገብሪሂወት-ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ብዛዕባ ወፍሪ ኣብ ኤርትራ 2ይ ክፋል
- እዋናዊ ዜና ካብ ከተማ ኣስመራ ብጋዜጠኛ ገረመስቀል ገረዝጊሄር
- ኣገደስቲ ሓበረታን ሙዚቃን