Dehai News

ECSS-Online.com: ምጽዋዕ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ትጽንብል 10 ለካቲት 1990 – 10 ለካቲት 2020

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Thursday, 06 February 2020

ምጽዋዕ መበል 30 ዓመት
ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ትጽንብል
10 ለካቲት 1990 – 10 ለካቲት 2020

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ለካቲት ዕለት 05, 2020 ዓም ፈረንጂ


ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ቅነ’ዚ መበል 30 ዓመት ዝኽሪ ታሪኻዊ ስርሒት “ፈንቅል” ይጽንብል ኣሎ። ካብ 8 ለካቲት ክሳብ 10 ለካቲት 1990 ዝቀጸለ ደምሳሲ ስርሒት ፈንቅል ነዛ 127 ደሴታት ዝሕቆፈት ኣብ ማእከላይ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ እስትራተጂያዊትን ቅርሳዊትን ከተማ ምጽዋዕ ሓራ ኣውጺኡዋ። ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ኢድ ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ምውዳቃ ኸኣ፡ ንመግዛእታዊ ሓይልታት ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣንኮላይ ንኹሎም’ቶም ምስኡ ዝተመሓዘዉ ብሶቬት ሕብረት ነበር፡ ምብራቕ ጀርመን ነበርን ደቡብ የመን ነበርን ዝውከሉ ዞባውያንን ኣህጉራውያንን ሓይልታት ዓቢ ጽፍዒት’ዩ ነይሩ። እዞም ሓይልታት እዚኣቶም ኣንጻር ሰውራ ኤርትራን ፍትሓዊ ሓርነታዊ ቃልሱን ደው ብምባል ንመግዛእቲ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ሓገዛት ኣብ ምስናቕ ዓቢ...........

........ምንባብ ቀጽል


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events