Dehai News

ኮቪድ-19

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Friday, 27 March 2020

ኮሮናቫይረስ ኣይምሰልካ ተስፋሕፍሕ ኣብ ሃገርና፡ ተላዒሉ ኣሎ ሓፋሽ ህዝብና፡ መሳርሕን መከላኸልን ክገዝእ ንሓካይምና፡  መድሃኒት ዝኸውን ንተጠቕዑ ወገና፡ ኣብ ደገን ውሽጥን ዘሎና ተኣሳሲርና፡  ከነድሕን ኢና ህዝብና።


ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary

Dehai Events