Dehai News

IMPORTANT - Our Approach to FIGHT COVID-19 - ERITREA IN UK

Posted by: Yared Tesfay

Date: Saturday, 28 March 2020

London 27/3/2020

Our Approach to FIGHT COVID-19 - ERITREA IN UK

Eritrea IN UK COVID-19 Response Fund is for everyone, everywhere to help support the Ministry of Health in Eritrea 
engage in lifesaving work to respond to the COVID-19 pandemic.

#EritreaFightCOVID-19 Fund
Bank Account Details @Lloyds Bank: Account number: 64520360
Sort Code: 30-98-97
(Account name: Eritrean Youth Association)




If you have any questions, please feel free to reach out to us via our social feeds: @Eritrea IN UK
From all of us, stay safe, follow the guidance and take care of each other.



ኤርትራውያን ኣብ ዓ/ብሪጣንያ፡ ከም ትማሊ ሎሚ ምእንቲ ድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ንመኸተ ኣንጻር COVID- 19 ጻውዒት ቀሪቡልና ኣሎ
ኣብ’ዚ ፈታኒ እዋን ዝኾነ ሰብና ድሕሪት ከይገደፍና፡ ከም ወትሩ ኩልና ስኒትና፡ ሓድነትናን ትስፉዉነትናን ብምድልዳል፥

1. ኣብ ዘለናዮ ከባቢ ናይ ነብስና፡ ስድራቤትናን ከባቢናን ድሕነት ምውሓስ!
2.
ንኹሉም ጽጉማት ወገናትና ሞራላዊ፡ መንፈሳውን ግባርውን ደገፋት ምልጋስ! 3. ኮሮና ቫይረስ ካብ ኤርትራ ንምጥፋእ ህጹጽ ቁጠባዊ ኣበርክቶ ምግባር!

ካብ’ዚ ከቢድ ሓደጋ ህዝብናን ሃገርናን ከነድሕን፡ ኣብ’ዚ ታሪኽዊ መኸተ፡ ኩልና ዓቕምና ዝፈቕዶ ወፈያ ብምግባር ኣለኹልካ ህዝበይ ንበሎ!

#EritreaFightCOVID-19 Fund
Bank Account Details @Lloyds Bank: Account number: 64520360

Sort Code: 30-98-97

(Account name: Eritrean Youth Association)


ተልእኾና፡ Our Mission

  1. ንቕሓትን ፍልጠትን ዜጋታትና ምብራኽ!

  2. ኮሮና ቫይረስ ካብ ኤርትራ ንምጥፋእ ህጹጽ ቁጠባዊ ኣበርክቶ ምግባር!

  3. ናይ ኤርትራውያን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ድሕትን ጥዕናን ንምውሓስ እጃም ምግባር!

  4. ኣብ ውሽጢ ማሕበረ-ኮምና ንጽጉማትና መርበብ ምድግጋፍ ብምውዳብ ሞራላዊ፡

    መንፈሳዊ፡ ናይ ዕድጊ(shopping) ሓገዛትን ኪግበር ምስራሕ!

  5. ካብ ሕብረተሰብ ዓ/ብሪጣንያ ኮሮና-ቫይረስ ክጠፍእ ዜጋታትና ግዴታኦም ክጻወቱ

    ምጉስጉስጓስ!

  6. #BuyEritrean፡ ክኔው ብድሆ COVID-19 ጠሚትና፡ ብኤርትራውያን ዝውነና ትካላት

    ብቕልጡፍ እግሪ-ክተኽላ ዜጋታትና ብቐዳምነት ፍርያትን ኣገልግሎትን ኤርትራውያን

    ኽሽምቱ ምትብባዕ!

  7. #NationBuilding፡ እዚ ለብዒ ምስተሰግረ ሃሰያ COVID-19 ኣሕዊና ሃገራዊ

    ልምዓትና ብናህሪ ኪቕጽል፡ ናይ ዜጋታትና ኩሉ መዳያዊ ኣበርክቶን ወፍሪን ክዓዝዝ ምስራሕ!

መብጸዓታት መመዝገቢ ፎርም!



መርሓና ስኒት፡ እምነት፡ ጽንዓት፡ ሕውየት፡ ልምዓት! ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!

Eri-UK COVID-19 TASK FORCE




EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events