Dehai News

'ኣማእዛኒ ዕላል ምስ ፕሮፈሰር ተስፋይ ሃይለ ኣካያዲን ዳይረክተርን ስማፕ'

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Thursday, 08 October 2020

'ኣማእዛኒ ዕላል ምስ ፕሮፈሰር ተስፋይ ሃይለ ኣካያዲን ዳይረክተርን ስማፕ'
[Eritrean Media Network]
===========================================================================================================
ኣዝዩ ኣብነታዊን ግብራዊን ኤርትራዊ ምሁር ፕሮፈሶር ተስፋይ ሃይለ ዓንዱ፣ መስራቲ ትካልን ኣካያዲ ስራሕን „ስልጠና ትምህርትን ኣገልግሎት ምኽርን“ [ስማፕ] ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ እዩ። ኽቡር ፕሮፈሶር ሃይለ ዓንዱ ኣቕራሽ ክኣሪ ናብ ባዕዳውያን ሃገራት ከይዱ ኣብ ክንዲ ምስራሕ ኣብ ሃገሩን ምስ ሕዝቡን ኮይኑ ዜጋታት ኤርትራ ብትምህርትን ብስነ-ፍልጠትን ሞያን ብምዕጣቕ ዘይተሓለለ ቃልሲ ዝገብር ውፉይ ምሩጽ ዜጋ፣ ብቓል ጥራይ ዘይኮነስ ብግብሪ ፈታው ሃገሩን ኣገልጋሊ ሕብረተሰቡን ለባም በሊሕ ንሎሚ ዘይኮነስ ንጽባሕ ኣማዕድዩ ዝሓስብን ዝሰርሕን ማእለያ ዘይብሎም ዜጋታት ኣምሂሩ ብዝተፈላለየ ሞያታት ኣዕጢቑ ንህንጸት ሃገር ዘዋፍር ኣዝዩ መሳጢ ሰብኣውነት ዝውንን ሓውናን ኣያናን ኣቦናን እዩ።
 
ምእንቲ እቲ ናቱ ዕላል ከይብልሎ፣ እስከ ባዕልኻትኩም ካብ ኣንደበቱ ጽን ኢልኩም ስምዕዎ፣ ኣብ ጉዕዞ ህይወት ወዲ ሰብ ንዘጋጥም ኩለንትናዊ እንተታት ኣዝዩ መሃርን፣ ከም ኣብ ሃገርን ሕብረተሰብን ዘለዎ ኽብሪ መሳጥን ዝደንቕን ባህርይ ዝውንን ምቕሉልን ዕጉስን ሰብ እዩ።]
ብርሃነመስቀል ሃብተማርያም [ወዲ ቐሺ]
============================================================================================================
'ኣማእዛኒ ዕላል ምስ ፕሮፈሰር ተስፋይ ሃይለ ኣካያዲን ዳይረክተርን ስማፕ'
 
https://www.facebook.com/100001351497949/videos/pcb.3282047875183563/3281945731860444/
 
'ሕልምና ንስኺ ሕልሚ ወለዶታት'
 
https://www.facebook.com/100001351497949/videos/pcb.3282047875183563/3281965595191791/
 
'ሃገረይ'
 
https://www.facebook.com/100001351497949/videos/pcb.3282047875183563/3281968078524876/
 
'ንጉየ ንጉየ ደኣ ንጉየ ኣሎና ዝዕየ'
 
https://www.facebook.com/100001351497949/videos/pcb.3282047875183563/3282142458507438/
 
 
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events