Dehai News

EmbassyMedia - Episode 10 - Interview with Guest Speaker Mr. Neguse Kiflu from Japan

Posted by: Yared Tesfay

Date: Monday, 07 December 2020

The Pride of three Generation, Episode 10 - Guest Speaker Mr.Neguse Kiflu, from Ministry of Marin Resources & Fisheries, doing his Masters in Japan. The Eritrean youth is a generation striving to accomplish its vision whilst encompassing our rich national heritage and history and remaining committed to the Eritrean values of our struggle and political independence with distinguished level of organisation and cohesion. ናይ ማስተርስ ትምህርቲ ኣብ ጃፓን ዝወስድ ዘሎ ኣብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ሓደ ካብ ንኡሳት ሓደስቲ ወለዶ እዩ። ናይ ሎሚ መንእሰይ’ምበኣር ኣብ ግዚኡ ዝጸንሕዎ ብድሆታት ገጢሙ፥ ብጻዕሩን ብልሑን መሃዝነቱን ተልእኾ ሕብረተሰብ ኣብ ምዕራፍ ንከበጽሕ ትጽቢት ናይዝኾነ ወለዶ እዩ። ታሪኽ ፖለቲካዊ ዕጥቅና ማለት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ልዑል ስነሓሳባዊ ብቅዓት ናይ ዝዓጠቁ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘለዉ ሃገራውያን መንእሰያት ታሪኽ እዩ። ኣብ`ዚ ዘለናዮ መድረኽ መንእሰይ ኤርትራ ባህግን ራእን ሕብረተሰብ ኣብ ምዕራፍ ዘበጽሐ ነጻ ፖለቲካዊ መስመር እናተኸተለ፥ ነቶም ርእሲ ኩሎም ሃገራዊ ሃብትናን ያታናትን ዝሰርዑ ክብርታት ሕብረተሰብናን ሰውራናን፥ ብልዑል ጥምረትን ውዳቤን መጻኢ ዕድሉ ዝኾለዐ መሪሕ እዩ - 'መላግቦን ቅኒትን ሰለስተ ወለዶ’.
EmbassyMedia- Episode 10 Interview with Mr. Neguse Kiflu 'መላግቦን ቅኒትን ሰለስተ ወለዶ’







6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events