Dehai News

EmbassyMedia Interview - Episode 16 - Guest Speaker Mr.Samuel Semere

Posted by: Yared Tesfay

Date: Tuesday, 22 December 2020

The Pride of three Generation, Episode 16 - Guest Speaker Mr.Samuel Semere, from Ministry of Marin Resources & Fisheries, doing his Masters in China. The Eritrean youth is a generation striving to accomplish its vision whilst encompassing our rich national heritage and history and remaining committed to the Eritrean values of our struggle and political independence with distinguished level of organisation and cohesion. ናይ ማስተርስ ትምህርቲ ዝወስድ ዘሎ ኣብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ሓደ ካብ ንኡሳት ሓደስቲ ወለዶ እዩ። ናይ ሎሚ መንእሰይ’ምበኣር ኣብ ግዚኡ ዝጸንሕዎ ብድሆታት ገጢሙ፥ ብጻዕሩን ብልሑን መሃዝነቱን ተልእኾ ሕብረተሰብ ኣብ ምዕራፍ ንከበጽሕ ትጽቢት ናይዝኾነ ወለዶ እዩ። ታሪኽ ፖለቲካዊ ዕጥቅና ማለት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ልዑል ስነሓሳባዊ ብቅዓት ናይ ዝዓጠቁ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘለዉ ሃገራውያን መንእሰያት ታሪኽ እዩ። ኣብ`ዚ ዘለናዮ መድረኽ መንእሰይ ኤርትራ ባህግን ራእን ሕብረተሰብ ኣብ ምዕራፍ ዘበጽሐ ነጻ ፖለቲካዊ መስመር እናተኸተለ፥ ነቶም ርእሲ ኩሎም ሃገራዊ ሃብትናን ያታናትን ዝሰርዑ ክብርታት ሕብረተሰብናን ሰውራናን፥ ብልዑል ጥምረትን ውዳቤን መጻኢ ዕድሉ ዝኾለዐ መሪሕ እዩ - 'መላግቦን ቅኒትን ሰለስተ ወለዶ’. https://www.youtube.com/watch?v=6vQlTetrokY&t=1s






EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events