Dehai News

ሰፊሒ ሰለማዊ ሰልፊ ክተማ ዴንሃግ ሆላንድ!

Posted by: Yared Tesfay

Date: Tuesday, 10 October 2023

ሰፊሒ ሰለማዊ ሰልፊ ክተማ ዴንሃግ ሆላንድ!
ፍሽለት ዓቢ ውዲት - ዝፈጠሮ ዕብዳን፡ ሃገራዊ ምትእኽኻብ ኤርትራውያን ንምዝራግ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ወጻኢ ዝተኸስተ ዕብዳን ንተዓዘብቲ ኣገሪሙ’ዩ። ታሪኻዊ ድሕረ- ባይታኡ፡ ናብ’ዚ ዕብዳን’ዚ ዘብጽሐ ብስጭት፣ ወደብቱ፣ መወልቱ፣ ኣተናኡ ኣማእዝዩ ንዝፈልጥ ግን ዘገርም ኣይኮነን። #EritreaPrevails #EritreaInUK #ProtectOurIdentity #EritreaMylove #embassymedia