Dehai News

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ተራኺቡ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Sunday, 01 June 2025

ሰንበት 1 ሰነ 2025 ዓ.ም

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ ዶክተር ኤስ ጃይሻንካር ሎሚ ኣብ ኒውደልሂ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ተራኺቡ። 

ዶክተር ጃይሻንካር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርግሖ ጽሑፍ፡ ነቲ ኣብ ፓሃልጋም ዝተፈጸመ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ብትሪ ብምኹናን ኣድኒቑዎ።

ኣብ ክልተኣዊ ምትሕግጋዝና ብፍላይ ኣብ ጥዕና፣ ትምህርትን ምዕባለ ዓቕምን ኣብ ምዕማቕ ዘትዩ። ብተወሳኺ ኣብ ዞባዊ ምዕባለታት ሓሳብ ተለዋዊጦም።

Good to welcome FM Osman Saleh of Eritrea in Delhi. 

Appreciate his strong condemnation of the Pahalgam terrorist attack. 

Discussed deepening of our bilateral cooperation especially in health, education and capacity development. Also exchanged views on regional developments.



ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary

Dehai Events