Date: Thursday, 13 November 2025
እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ‘ወዲ ቀይሕ ባሕሪ’ ብዝብል ብርዒ ስም ብ15 ጥቅምቲ 2025 ካብ ተቐማጢ ዋሽንግቶን ዲሲ ናብ መራሕ ብልጽግና ብቋንቋ ኣምሓርኛ ናይ ዝተጻሕፈ ቅሉዕ ደብዳበ ጽማቚ ትርጕም ኮይኑ፡ ግጉይ ትረኻታትን ዝንቡዕ ብህሎታትን መራሕ ብልጽግና ብምቅላዕ፣ ንኢትዮጵያውያን ቅኑዕ ሓበሬታ ንምሃብ ዝዓለመ እዩ ።
Your browser does not support iframes.