ዝብኢ እንተሓነኸስ፣ ንነብስኻ ይደሊ!!! "ወኻርያስ፣ ጻድቕ ንኽትመስል ያኢ ዝዋውዕ ትኣስር"
ካብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እኩይ ውዲታት
ወርሒን ግምቦት 18, 2017 ዓም ፈረንጂ
ሰላም ቅንያት ብዓል ነጻነት ክኾነልኩም ንምነ!!! ዝበሃል ስለ ተሳእነ ኣይኮናን ጠፊእና ጸኒሕና፣ ኣብ ካልእ ጽምዶ ስራሕ ስለ ተታሓዝና`ምበር። ታሪኽ ብመሰልቱ ጥራህ ዘይኮነ፡ በቲ ክዉን ሓቅታቱ እዩ ክዝንቶ ዘሎዎ። ነዚ እምነት`ዚ ብምሓዝ ኢና ድማ፡ ንኹሎም ጉራቔናት ንመሰለት ክውንነቶም፡ በቲ ዝመስልዎ ሓቅታት ንምግላጽ እንምድብ ዘሎና።
ተጻብኦታት ነዛ ጌና ሓዳስ ዘላ ሃገር ኤርትራ ንቡር እዮም ኮይኖም ዘሎው። እንተ ናይቶም ኔርና እናበሉ ዝጸውይዎ ና እንክሒራ ጽዋታት ግን፣ ምናልባት ምስ ደቀሱ ንዕኦም ጥራይ ዘሐጉስ፣ ነቶም ለኣኽቶም ዘደዓዕስ ክኸውን ይኽእል እዩ። እንሆ እቲ ሓቂ እንታይ ምዃኑ ክንዝርዝሮ ኢና። ሰናይ ንባብ ንኹልኹም!
***ምንጪ ጽሑፍ፡ ዜና ተስፋ
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም።
ሰናይ ንባብ!
ብርሃነ ሃብተማርያም