Dehai

26th Eritrean Independence - Invitation to collaborate

Posted by: "Ben Araya (via Google Drive)"

Date: Tuesday, 30 May 2017

26th Eritrean Independence
Unknown profile photoመበል 26 በዓል ነጻነት ኣብ
ሺካጎ

ንመበል 26 ዓመት ናጽነትናን፣ክብርናን ንምዝካር፡ ቀዳም ግንቦት 27, 2017 ኣብ ሺካጎ ዓቢ ናይ መዓልቲ ባርቢክዩ ኣብ ማርጋሬት ፓርክ ከባቢ ለይክ ሾር፡ ብዝልዓለ ጭርሖ፡ “ብርሃን ንደርማስ ምዕባሌና ብዝብል ቴማ ከምኡ`ውን ነቲ ብኸንቲባ ቨልድሆቨን ዝተገብረ ዘይሕጋዊ ኣገባብ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና፡ ብዝልዓለ ተቓውሞ ብምግላጽን፣ብፌበርማና ፐትሽን ብምምላእን፡ ምስ ባርቢኪውን፣ ሃገራዊ ዜማታትን ኣሕሊፍናዮ።
ቀጺልና ሰንበት ምሸት ኣብ ዓቢ ኣዳራሽ ምስ ብሉጽ ደራፋይ ተስፋልደት ስምኦን ኣርኣያን፡ መሓሪ ዮሃንስን ወጋሕ ትበል ስምዒት፡ ምስ ብዙሓት ኤርትራውያን ክቱር ስምዒትን፣ ፈተውቲ ኤርትራን ሃገራዊ ጸጋ ዝመልኦ መንፈስ ቀጺሉ።
ኣብቲ ወናም፣ ክቱር ሃገራዊ ስምዒት ዝሓዘ ተሳትፎ፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ካብ ሃገረ ኤርትራ ኤምባሲ፡ ከምኡ`ውን ካብ ከንቲባ ሺካጎ ናይ በዓልና መግለጺ ቃላት ተነቢቡ።
ዮሃና! ዮሃና! ኤርትራ

ኣካያዲት ሽማግለ ሺካጎ
Open
This email grants access to this item without logging in. Only forward it to people you trust.
Google Drive: Have all your files within reach from any device.
Google Inc. 1600 Amphitheatre Parkway, Mountain View, CA 94043, USA
Logo for Google Drive

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events