Dehai

ገጽ መጽሓፍ: ኣብ መበል 7ይ ንግደት መንእሰያት ኣብ ሳዋ ካብ ዝተሸለሙ ስእሊ ተምሃሮ 12 ክፍሊ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 26 July 2016

 
ኣብ መበል 7ይ ንግደት መንእሰያት ኣብ ሳዋ ካብ ዝተሸለሙ ስእሊ ተምሃሮ 12 ክፍሊ
 
 
 

ፕረዚደንት ብምኽንያት ሻብዓይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ኣብ ወጻኢ ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቶም ንዛዘሙ ተመሃሮን ንብሉጻት መንእሰያትን ሽልማት ሳዋን ሶይራን ከምኡውን ኣብ ምህዞን ሰንዓንን ንዝተዓወቱ ፍሉይ ሽልማት ዓዲሉ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ፈስቲቫል 2,500 መንእሰያት ካብ ወጻኢ ሃገራት 20 ሽሕ ከኣ ካብ ውሽጢ ሃገር ተሳቲፎም ኔሮም።

 
213

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events