Dehai

ፌሽለት ጃንዳ ባዕላ ዝፈጠረቶ ኣርሒቕካ ካብ ዘይምሕሳብ።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Friday, 08 January 2021

ጃንዳ ብኹሉ ዝወጠነቶ ክፍኣት ፈሽላ። ምኽንያቱ መንግስትና ድሕሪ 10  ዓመት ዝመጽእ ክፈልጥ ከሎ፤ ጁንታ ግን ጽባሕ እንታይ ሒዛ ከምትመጽእ እንዶ የብላን (ኣይነበራን)። ከምኡ ስለ ዝኾነት ከኣያ ምስ ኩሉ ዘበናዊ ኣጽዋራን ብዝሒ ሰራዊታን ከም ዓፍራ ሃፊፋ፤ ከም ትኪ በኒና ዕምራ ዕምሪ ሃመማ ዝኾነት። ወይ ጌግኣ ኣሪማ ብሕጊ ተማእዚዛ ትነብር፤ ወይ ድማ ዓቕሚ ኣሎኒ ኢላ ትገጥም፤ ትግራይ መቓብር ጸላእቲ ክትኮውን እያ ዝበለቶ ንባዕላ እንኮ ቀዳመይቲ ጸላኢት ህ/ትግራይ ምኹዋና ዘንጊዓቶ እንበር  ሓቃያ ሜረት ትግራ ናይ ጸላእታ መቓብር ጁንታ ኾይና ኣላ። ካብቶም ንጥፍኣታካብ  ዘቃላጠፋ ፕሮፖጋንዳ፤ 1) ኣምሓሩ ንተጋሩ ከጽንቱ ይብገሱ ኣሉው። 2) ሻዕብያ ትግራይ ክወርር ተዘጋጅዩ ኣሎ ተልዓል መንእሰይ ትግራይ ከይቀደመና ንቐድሞ። 3) ዶ/ኣቢይ ተጋሩ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ክቕቱሉ ከለዉ ስቕ ኢሉ።   4) ፕ/ኢሰያስ ምስ ዶ/ኣቢይ ከንበርኩና ይሰርሑ ኣለው ዝብሉ ኔይሮም። ካልኦት መሰነይታ ክስታት፤ ኢሰያስ ኒዒቑና፤ ሰጊሩና ኣዲስ ኣበባ ከይዱ። ካልእ ቅንኢ ዝተሓወሶ ወቐሳታት ምስ ንብዓቱ፤ ምብጻ ፕ/ኢሰያስ እንጠጦ መናፈሻ፤ ኣባይ ግድብ ዝኣመሰሉ ንጉጉይ ኣተሓሳስብኣ ሰማይ ኣዕሪጉ ነበረት ክትከውን ገሩዋ።

ነባሪ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ
ገብረንጉስ መስመር


Sent from Yahoo Mail for iPhone

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events