Dehai

እተን ንህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ [ህ•ግ•ሓ•ኤ•/ሻዕብያ] ሕጂ'ውን ንህዝባዊ ሰራዊት ምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ /ሻዕብያ፣ ከም ሓውን በረድን ዝፈርሓኦን ስሙ ንክሰምዓ ብራዕዲ ዝሕዝኦን ዝጭብጥኦን ዝጠፍአን........

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 23 July 2021

እተን ንህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ [ህ•ግ•ሓ•ኤ•/ሻዕብያ] ሕጂ'ውን ንህዝባዊ ሰራዊት ምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ/ሻዕብያ፣ ከም ሓውን በረድን ዝፈርሓኦን ስሙ ንኽሰምዓ ብራዕዲ ዝሕዝኦን ዝጭብጥኦን ዝጠፍአን ብርግጽ መራሕቲ መስፍናዊት ህውሓት/ማሌሊት ነበርን ነጨ-ለባሻተንን እየን!!!
=========================
እዚ ፈራሕ ሮጉራግ ኣብ ትግራይ ጥይት ኳሕ ምስ በለት ባህሪሩ ንነበርቲ ትግራይ ራሕሪሑ ነብሰይ ኣውጽእኒ ኢሉ ንኣሜርካ ከም ወኻርያ እናተሓምበበ ዝሃደመ ድሁል ግዛዕ!

ከም'ዚ ሎሚ ብስርቂ በዓል ንዋይ ከይኮነ ከሎ፣ ቀደም ኣብ በረኻ ትግራይ ቀዳድ ጅብኡ [ገንዘብ ዘይነበሮ] ጐማ ጥላም ሳእኒን ኣብ ዝባኑ ዘለዋ ክዳውንቲን ጥራይ ዝውንን ዝነበረ ምስሉይ ተበላጺን ካብ ኣፍንጭኡ ንንየው ኣርሒቑ ዘይርኢ [ዘይሓስብ እንዶ ዘለዎ] ዓዋን ብዱዕ ወያኒ ስየ ኣብርሃ!

ብርሃነመስቀል ሃብተማርያም [ወዲ ቐሺ]
•••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••"መራሕቲ ህ•ው•ሓ•ት•ን ፍሉይ ሓይልን  ምልሻ ትግራይን፣ ንሰራዊት ኤርትራ/ሻዕብያ ኣዝዮም እዮም ዝፈርሑዎ"

ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ናትናኤል ኣስመላሽ [Tigray NetWork Media]

ኣብዚ'ኣ ሕጥበ-መላግቦ ጠዊቕኩም ስምዑ።

https://youtu.be/ZTRyTEdbdlE

https://m.facebook.com/story.php?story_fbid=4075275722527437&id=100001351497949

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events