Dehai

ገጽ-መጽሓፍ፡ ሎም መዓልቲ ካብ ሰዓት 1 ስጋብ 4 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ማእከላይ ግንባር ኣብ ውሽጢ መሬት ኢትዮጵያ ቶኽሲ ንሰለስተ ሰዓት ዝኣክል ቀጺሉ።

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 27 August 2016

ሎም መዓልቲ ካብ ሰዓት 1 ስጋብ 4 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ማእከላይ ግንባር ኣብ ውሽጢ መሬት ኢትዮጵያ ቶኽሲ ንሰለስተ ሰዓት ዝኣክል ቀጺሉ።

ሎም መዓልቲ ካብ ሰዓት 1 ስካብ 4 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ማእከላይ ግንባር ኣብ ውሽጢ መሬት ኢትዮጵያ ቶኽሲ ንሰለስተ ሰዓት ዝኣክል ቀጺሉ። ተቃወምቲ ድዮም ኣጥቂዖሞም ነንሕድሕዶም ናይ ትግራይን ኦሮሞን ወይ'ውን ኣምሓራ ተታኹሶም ዝተፈልጠ ነገር የለን። ግና ናይ ኤርትራ ሰራዊት ከምዘይተሳተፈ ተፈሊጡ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን'ውን ኣብ ግንባር ቡሬ ነንሕድሕዶም ተታኹሶም ከምዝነበሩ ተፈሊጡ ኣሎ።

*****************************************************************************************

TPLF army killing Oromo children on streets in Bale.
ወተሃደራት ትግራይ ንቆልዑት ከም እንስሳ ፈቀዶ ጽርግያ ይቀትሉ ኣለው።

 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events