Dehai

EmbassyMedia - ቅነ ናጽነት ኤርትራ 2023 - ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ!

Posted by: Yared Tesfay

Date: Friday, 28 April 2023

በዓል ናጽነት 2023 ከም ወትሩ ብድምቀት ንምጽንባል፥ ኣብ ውሽጢ ሃገር ልዑል ምሽብሻብ ይካየድ ኣሎ፥ ማዕረ
 ማዕረኡ`ውን ኣብ ውጻኢ በብሃገሩ እኹል ምቅርራብ ይግበር ከምዘሎ ንዕዘብ ኣለና፥  
2023 ጽምብል ናጽነትና ``ቅያ ስጡም መስርዕ`` ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ክጽምበል እዩ!!  
 EmbassyMedia - ቅነ ናጽነት ኤርትራ 2023 - ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ!





ሓይልን ጽባቐን ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ - መንእሰያት ደቂ ኣንስትዮ ሳዋ | Walta EDF TV show for July 14, 2024 - ERi-TV

Dehai Events