Dehai

ነቶ (NATO)ባይቶ ዘራጊቶ

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Monday, 17 July 2023

ባይቶ ዘራጊቶ!
ባይትኡ ባይቶ ዘራጊቶ፡
ዓማጺ ስሙ ነቶ፡
ኣህዛብ ከጽንት ኪዳን ዝኣቶ፡
ሊብያ ገሩዋ ኮንቶ፡
የመን ኣብሪሱዋ ድሓን ኣይእቶ፡
ዒራቕ ደምሲሱ ከምዘይትዝንቶ፡
ኣረመንየ ግብሩ ክንደይኢልካ ክዝንቶ
ረኣዩዋ ዩኩረይን ሕጂ ዘላቶ፡
እዚዩ በሉ ስራሕ ነቶ።

ኤርትራ'ኳ ቀድምያ ፈሊጣቶ፡
ማዕጹኣ ረጊጣ ከይኣትዋ ነቶ፡
ምዃኑ ስለ ትፈልጥ ዘራጊቶ፡
ስለዚና ንመንግስትና ንብሎ ድሓን እቶ።


Broadcasted on 2024-07-21 | ዓወት ቢንያም ግርማይን ደግፍ መላእ ህዝቢ ኤርትራን | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France performance - ERi-TV #eritrea