Dehai

ዋልታ ሃገር

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Monday, 18 December 2023


መርሓባ ህዝበይ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ትነብር። ኣብ መላእ ዓለም ዘዛርብ ዘሎ መእሰይ ኤርትራ ዋልታ ሃገር ፥ እንሆ ታሕሳስ ቀዳም 16, 2023 መንእሰያት ዋልታ ሃገር ዞባ ምዕራብ ካሊኢፎርንያ በይ-አርያን ከባቢኣን፡ ኣብ ኦክላድ ካሊፎርንያ ብሩሱን ሃገራዊ ፍቕርን ወንን፡ ንሕና ወትሩ ኣብ ጎኒ ሃገርናን  መንግስትናን ህዝብናን ምክልኻል ሓይልታትናን ኣሎና ብምባል መብጽዕኡ ደጊሙ ዘመስከረላ መዓልቲ፡  ኣደራሽ ማሕበረ ኮምና ብህጻናት፡ መንእሰያት፡ ኣቦታትን ኣደታትትን ወቂቡ፡ ጅግንነት ኤርትራውያ ዘዘኻኽሩ ደርፍታትን፡ ግጥምታትን ተሰንዩ ኣምስዩ።  ዓወት ንሓፋሽ።

https://photos.app.goo.gl/gaMKZbCT8TvnSA7ZA

WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events