Dehai

ዓቕሊ ዝወለዶ ራህዋ!

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Thursday, 08 February 2024

ክንበጽሖ እንደሊ ሰላምን ራህዋን፡ ብልጽግናን ልምዓትን ንበጽሖ ኣሎና። ክንፈጥሮ እንደሊ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናታት በቲ ዘርብሓና ኣገባብ ማዕጾና ይኩሕኩሕ ኣሎ።  ነቶም ዝበደሉና ልቢ የዕቢና፡ ነቶም ፈተውትና መርሓባ ኢልና ንቕበሎም ።  ኣሳጉማ ገመል ዘሰምበዶም ከም ህበይ ሰማይ ከይወድቃ ኣንቃዕሪራ ከይደቀሰት ትሓድር ዝበሃል፡ ክፋእ ክፍሕሱን ከፍሩሱን ቀም ከየበሉ ክውዕሉን ክሓድሩን ከለዉ፡ ሓለንጋይ ስርሑ እናሰርሔ ጉዳዩ የሳልጥ ኣሎ።  ሎሚ ብርሃን ኤርትራ ዘይራኣዮ ኤርትራዊ እንተሎ ኣብ ጸልማት ክነብር ዝመረጸ ጥራሕዩ።


WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events