Dehai

ስለምንታይ ኢና ኩሉ ግዜ ኣብ ልዕሊ ጸላእትና ንዕወት?

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Saturday, 17 February 2024

ቃልስናን ቃልሲ ጎረቤትናን ርሕቀቱ ሰማይን ምድርን። ንሕና ኤርትራውያን ንሰላምን ፍትሕን፡ ንሶም ንጽልእን ቅርሕትን። ንሕና ስለ ሓቂ ንሓቂ፡ ንሶም ሓሶት ከም ዕጥቂ። ንሕና ንህዝቢ ጎረቤትና ጽቡቕ ንምነ፡ ንሶም ምስ ባዕዲ ተጸጊዖም ንጥፍኣትና ይሰርሑ። ንሕና ስለ ሓቂ ንስየፍ፡ ንሶም ስለ ሓሶት ይስየፉ።  ንሕና ንኸብር ንሶም ይሓስሩ። መራሕቶም ጽምኦም ብዊስክን ኮኛኽን ከርውዩ፡  መራሕትና ካብ ሽያኽ ማይ ይሰትዩ። ኮምኡ ስለ ዝኾና ንሕና ንዕወት፡ ንሶም ይጸድ


WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events