Dehai

ገጽ-መጽሓፍ: መንግስቲ ጀርመን እቲ ንኤርትራ ንምንጻል ዝተኻየደ ሃቀናታት ጌጋ ምንባሩን ንድሕሪ ሕጂ ብከምኡ ከምዘይሰርሑን.........

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 09 September 2016

መንግስቲ ጀርመን እቲ ንኤርትራ ንምንጻል ዝተኻየደ ሃቀናታት ጌጋ ምንባሩን ንድሕሪ ሕጂ ብከምኡ ከምዘይሰርሑን.........

መንግስቲ ጀርመን እቲ ንኤርትራ ንምንጻል ዝተኻየደ ሃቀናታት ጌጋ ምንባሩን ንድሕሪ ሕጂ ብከምኡ ከምዘይሰርሑን ምስ ኤርትራ ሓድሽ ኣብ ሕውነትን ሕድ ምክብባርን ዝተመስረተ ምዕራፍ ክኸፍቱ ከምዝደልዩ ንሉኡኽ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣፍሊጦም።

ከም ዝዝከር ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ጀርመን ናብ ኤርትራ ብምኻድ ምስ ፕረዚደንትን ካልኦት ኣካላትን ብምዝርራብ ምስ ኤርትራ ዘለዎም ርክብ ከምሓይሹ ከምዝደልዮን ንኢኮኖሚ ፎርም ናይ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ጀርመን ክካየድ ተሰማሚዖም ኔሮም። ብኡ መሰረት ዝተገብረሉ ዕድመ ከኣ ናይ ኤርትራ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ጀርመን ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ።

Germany minister to Eritrea delegation " We believe policy of isolating Eritrea i wrong. Visit opportunity for Eritrea to also engage critics."

Germany learnt it was misguided and Eritrea principled resolve, resilience on national interests is constant.

Bild zeigt 1 Person , Anzug
 


Dehai Events