Dehai

መበል 27ን በዓል ነጻነት ኣብ ፊላደልፊያ ቀዳም ዕለት 26፣ 2018 ክኸብር እዩ

Posted by: Alem Habte

Date: Saturday, 12 May 2018

መርሓባ ደሃይ ኤርትራ ሰላምታ ምስ ሰናይ ትምኒት ኣብ ጥዕና ዓወት ኣብ ዕማም 
እንተተኻኢሉ እዛ ጥብቆ ንምቅላሕ መደብ ነጻነት ኣብ ፊላደልፊያ ምስ ተስፋልደት ብርጌድ፣ፍጹም ዛግረይን ኣሚን ዑመርን ከነብዕል ምስ ሰናይ ቀነ በዓል ነጻነት እንዳበልኩ እሰዳ።ድሕሪ ሕጂ በዚ ኢሜይል ሃገራዊ ፍጻሜታትና ሓበሬታ ክስድድ ዘድሊ ቀጥዒ እንተሎ ሓበሬታ ስደዱለይ 
Alem Habte Gebremedhin
267-438-8754   

--

ዓወት ንሓፋሽ!

النصر  للجماهير

Victory to the Masses!



EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events