መበል 28 ዓመት ጽምብል በዓል ናጽነት ኤርትራ ንነበርቲ ዋሺንግቶን ዲሲን ከባቢኣን - ግንቦት (May) 24-26, 2019 እንቋዕ መበል 28 ዓመት ጽንብል በዓል ኣብ ናይ ሰላም መድረኸን ብሩህ መጻአን ንምብዓል ኣብቅዓና ! ዮሃና ዮሃና ዮሃና