Event

ERi Book Reading Club: Book reading and discussion of the book Mefetsemta (መፈጸምታ)

ኣብ ምስትምቓርን ትሕዝቶ መጻሕፍቲ ምፍታሽን ዘድሃበ "መኣዲ ንባብ መጻሕፍቲ ኤርትራ" (Eri Book Reading Club) ምስና ሓቢርኩም ክትሳተፉ ንዕድም::

  ዕለት (Date): ኩሉ ጊዜ ቀዳም ቀዳም: ሰዓት 11:00 ቅድሚ-ቀትሪ ብናይ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቆጻጽራ

Zoom: https://zoom.us/j/94997710651?pwd=Zm1NNy9IZkhoV2RPSDRLUkg1Q3VSZz09

ተወሳኺ ሓበሬታ፡ https://hdrimedia.com/category/eri-book-reading-club/

ብድሓን ምጹ!!


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events