World News

ብደራሳይ ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ ተደርሰት **ክልተ ቕነ ኣብ ድፍዓት** ዘርእስታ መጽሓፍ ብቛንቋ ጀርመን ተቶርጊማ ብዕለት 4 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ማንሃይም ሃ/ጀርመን ተመሪቓ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሃገረ ጀርመን ተዘርጊሓ ኣላ።

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Monday, 27 May 2019


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events