Date: Friday, 16 September 2022
ና ይ ዮናታን መ ጽ ሄ ት
ንሰለስተ (3) ነገራት ሓሉ
1. ንፍቅሪ …………………………………………
2. ዕርክነት …………………………………………
3. ምብጽዓ …………………………………………
ንሰለስተ (3) ነገራት ተቖጻጸር
ንሰለስተ (3) ነገራት ተጠንቀቕ ………………………………
Seleste ab hiwet zeyqiyeru
Gizae, qalat, edil
3 kkahadu zeykElu
Hid aat , kn Ena, tesfa
3 kuburat negerat
Fikri nebse kbri Hakena Erkinet
3 rugutsat zeykonu negerat
Hilmi himaet tsihifto
3 nhiwet zenkolkulu negerat
Alkolawi meste kuti ae gonets
ዝምድናካ
ምስ ኩሉ ሰብ + - / x
ንኣክብሮት + ደምረሉ
ንተንኮል - ኣጉዱለሉ
ካብ ዘልካ / ኣካፈል/ምቀል
ንሓልዮት x ኣራብሓዮ
ንኣረኣእያካ = ማዕረ፡ ሚዛናዊ
እምነት
ሰብ ክርዳኣልና እንተ ደሊና ነቲ ንኣምነሉ ፡………ንግለጾ
ሕቶ እንተ ኣለና ክንፈልጦ ንደሊይ ንገር፡…………ንሕተት
ዘይንፈትዎ ነገር እንተ ሃልዩ፡…………………………ንግለጾ
ንፈትዎ ነገር እንተ ሃልዩ ድማ፡………………………ንዛረበሉ
ነፍቅሮ ሰብ እንተ ሃልዩ ፡………………………………ንንገሮ
ሓደ ነገር እንተ ደሊና፡…………………………………ንጠይቅ
ንናፍቆ ሰብ እንተ ሃልዩ…………………………………ንደዉለሉ
ክንራከብ እንተ ደሊና……………………………………ንዓድም
ስነ-ሞጎት
ትምኒት
ኤርትራ ጽቡቅ ትምኒት ኣለዋ
ጽቡቅ ትምኒት ድማ መንገዲ ዓወት ዘምርሕ
በዚ ምክንያት ኤርትራ ንዓወት ተምርሕ
ርክብቲ
ኤርትራ ወርቂ ኣለዋ
ወርቂ ዘለዋ ህዝቢ ርኩብ እዩ
ብኡ ምክንያት ኤርትራ ርክብቲ ሃግር እያ
ጀጋኑ
ኤርትራ ጀጋኑ ኣለዉዋ
ጀጋኑ ዘለዉዋ ሃገር ክብርቲ እያ
ስለዚ
ኤርትራ ክብርቲ ሃገር እያ
ይፈቱ
ኤርትራዊ ሃገሩ ይፈቱ
ሃገሩ ዝፈቱ ፡ ንህዝቡ ይፈቱ
ስለዚ ኤርትራዊ ንህዝቡ ይፈቱ
ጭዋ
ጭዋ ሰብ ለባም እዩ
ለባም ሰብ ሃገሩን ህዝቡን የክብር
ስለዚ ጭዋ ሰብ ሃገሩን ህዝቡን የክብር
ተማሂረ
ተማሂረ ክሃንጸኪ
ተማሂረ ክካላከለልኪ
ተማሂረ ከንቀሓልኪ
ዘይተማህረ
ንዘይተማሃረ ከምህረልኪ
ንዘይነቅሔ ከንቅሓልኪ
ንዘይለበመ ከለብመልኪ
ንዘይጎርሔ ከጉርሓልኪ
ዓይኒ እንተ ሃለዎም ዝሪኡ እመስሎም
እዝኒ ተለዎም እርድኦም እመስሎም
ኣእምሮ ተለዎም፡ ጽቡቅ ዝሓስቡ ዝመስሎም
ልቦና እንተዘይ ብልካ ፡ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ፡ ሰብ እንተ ተቖጸርካ
ሃገረይ፡ ህዝበይ መንግስተይ ንበል ገለ ከም ሰብ ተተቆጸርና
ነክብሮ ንሰብ ንክንከብር እዩ ፡ ነሕስሮ ንሰብ ንክንሓሰር እዩ
ኣብ ዓለም ትምኒትና ንክትረክብ ኢና ንነብር። ዝተፈላለየ ሰብ ግን ዝተፈላሌየ ትምኒት ኣለዎ። ገለ ሃብታም ንክከዉን ሸቃቲ ይምነ። ገለ ጅግና ንክከዉን ተጋዳላይ ይምነ። ገለ ድማ መጽሓፍ ይፈቱ፡ ፍልጠት ስለ ዝምነ።
ትምኒትካ ንክትረክብ ቡዙሕ ጻዕሪ ይሓትት። ፈላጥ ንክትከዉን ቡዙሕ መጽሓፍ ክተንብብ ይሓትት ። ሃብታም ንክትከዉን ቡዙሕ ነገራት ክትሽቅጥ ይሓትት። ጅግና ንክትቁጸር ቡዙሕ ገድሊ፡ መስዋእቲ ይሓትት። እምበር ሱቅ ኢሉ ካብ ሰማይ፡ ወይ ብዕድል ዝርከብ ህያብ ኣይኮነን። ጻማ ብጻዕሪ ዝርከብ እዩ ።
ብዘረባ፡ ብሕማቅ መንፈስ፡ ብህልክ፡ ብስርቂ፡ ብሓሶት፡ ትምኒት ዝርከብ ነገር የለን። እቲ ጹቡቅ መንፈስ፡ ጽቡቅ ትምኒት ይህብ። እቲ ሕማቅ መንፈስ ድማ ሕማቅ፡ ትምኒት የዉርድ።
ነክብሮ ንሰብ ከምቲ ክንከብሮ ንደሊይ ።
ፍትው ክትከውን
ሓቂ ተዛረብ ፍትው ክትከውን
ኣይትታሃከ ሰብ ከይክዕበካ
ኣይትሰሰዕ ከተመስግን
ኣይትጥለም ክትእመን
ኣይትስረቕ - ከትህብትም
ኣይትሰሙ ከይትጣዓስ
ኣይትበድል ከይትርበሽ
ኣይትቆጣዕ ከይትሓምም
ህዝብካ ኣክብር ክትከብር
ሃገርካ ኣፍቅር ክትዕወት
ግቡእካ ፈጽም ንኽትቀስን
Math Tutoring
3rd grade to 8th grade
What Works for Children with Mathematical Difficulties?
I love math and education. Usually focus on concepts and going
"beyond the formula". Very patient. I like to help kids who have
difficulty in Mathematics to show them how easy it is. $20.00 per
hour. Yonatanmath03@gmail.com Saturday & Sunday