Basic

obituary/መርድእ

Posted by: "Ortho ትኽ ዝበለ Dox እምነት"

Date: Saturday, 03 December 2022

ሓዘን/መርድእ

ለምለም መስፍን ናባሪት ኒው ኦርሊንስ ዝነበረት መብዛሕትኹም ስለ ተፈልጥዋ፣ ክቀብር ዝደለየ/ወይ ብስለኪ ናይ ጽንዓት መልእኽቲ ከተብጽሑ ትደልዩ፣

አብዚ ታሕቲ ሓበረታ ተጠንቂምኩም ከተብጽሑ ትኽእሉ ኢኹም

“ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ፡ ኣነ ኣምላኽካ እየ እሞ፡ ኣይትሸበር፡ ከበርትዓካ፡ ክረድኣካ፡

ብየማነይቲ ኢድ ጽድቀይውን ክድግፈካ እየ።“ ትንቢት ኢሳይያስ 41:10


My vision for Eritrea: using the power of mathematics to inspire innovation, education, and nation-building. Let’s build a stronger future together.

Dehai Events