Basic

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቅን ፕረሲደንት ኣቦወምበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደል'ፋታሕ ኣል'ቡርሃን ኣብ ቤተ-መንግስቲ ተራኪቦም

Posted by: Semere Asmelash

Date: Thursday, 10 April 2025

EMN - እዋናዊ ዜና - Eritrean Media Network


ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቅን ፕረሲደንት ኣቦወምበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብደል'ፋታሕ ኣል'ቡርሃን ኣብ ቤተ-መንግስቲ ተራኪቦም---

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂን ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃንን፡ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት፡ ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭት ከምኡ’ውን ካልኦት ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያት ሰፊሕ ዝርርብ ኣካይዶም።


ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary

Dehai Events