Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ዘተ- ወተሃደራዊ-ኣዛዚ ተሓሕት(ሕወሓት) ዝነበረ ሙሴ ተኽለ መን ቀቲልዎ ?

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 30 June 2017

ዘተ- ወተሃደራዊ-ኣዛዚ ተሓሕት(ሕወሓት) ዝነበረ ሙሴ ተኽለ መን ቀቲልዎ ?

ሰነ 30, 2017
  • ቪኦኤ ዜና

ኣብ 1968 ዓ.ም ምስ ኢድዩ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ኩናት ከም ዝሞተ ዝንገረሉ ሙሴ ተኽለ፡ ንኩነታት ኣማውትኡ ዝምልከት፡ ደራሲ ተስፋዬ ገብረኣብ ኣብ`ታ `የጋዜጠኛው ማስታወሻ ` ትብል መጽሓፉ ክትዕ ድሕሪ ምልዓሉ፡ ብዝተፈላለየ ወገናት መዘራረቢ ኮይኑ ጸኒሑ`ዩ።

ንሎሚ ኣብ`ታ መጽሓፍ ዝተጠቕሱን፡ ኣብ`ቲ እዋን ኩናት ኣብ ከባቢ ሙሴ ተኽለ ኔርና ካብ መንጎ ዝበሉን ንሰለስተ ኣጋይሽ ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ፡ ኣቶ ግደይ ዘርኣጽዮን ንኣቶ በርሀ ሓጎስ ዓዲምና ዝሃብዎ ምስክርነት ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/3923507.html


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events