Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ዝርዝር ቃለ መጠይቕ - ኣብ ጉዳይ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Monday, 24 July 2017

ዝርዝር ቃለ መጠይቕ - ኣብ ጉዳይ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

ሓምለ 25, 2017
ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ አቡነ ኣንጦንዮስ
ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ አቡነ ኣንጦንዮ

ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ አቡነ ኣንጦንዮስ ካብ ዝጸንሕሉ ናይ “ሱባኤ ቦታ” ዝተባህለ ምውጽኦም ምግላጹ ይዝከር።

ኣብ መንጎ ቤት ጽሕፈት ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራን ሳልሳይ ፓትርያርክን ዝነበረ ዘይምስምማዕ ብመንጎኝነት ስምረት አድባራትን ጉባኤ ሊቃውንቲ ኤርትራን ድሕሪ ናይ ኣስታት ሓደ ዓመት ሽምግልና ብዕርቂ ተዛዚሙ ክብሉ ክልተ ካብ መንቶ’ቶም ሸምገልቲ ምዃኖም ዝሓበሩ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/3957246.html

 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events