Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ምስ ደራሲ 'ፖለቲካዊ ዓውደ ንቕሓት' ዝተካየደ ቃለ ምልልስ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 07 October 2017

ምስ ደራሲ 'ፖለቲካዊ ዓውደ ንቕሓት' ዝተካየደ ቃለ ምልልስ

ጥቅምቲ 07, 2017
ፓለቲካዊ ዓውደ ንቕሓት
ፓለቲካዊ ዓውደ ንቕሓት

‘ፖለቲካዊ ዓውደ ንቕሓት’ ትብል *ዛዕባ ኣቶ ሃብተ ሚካኤል ዝሰነዳ መጽሓፍ። ባዓል 298 ገጽ መጽሓፍ’ያ።

ዕላማ’ታ መጽሓፍ ‘ብፍላይ ካኣ ኣብ ደገ ዝዓበዩ/ዝዓበያ መንእሰያትን ዓበይቲን ብዛዕባ ሃገሮም ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ንክህልዎም ብዝብል’ዩ’ ይብል። እንተኾነ ትሕዝቶ’ታ መጽሓፍ ስግር ኤርትራ ዘለው ኣንበብቲ’ውን ክትረብሕ ትኽእል መጽሓፍ’ያ።

ኣብ ልዕሊ ህንጻ ዴሞክራሲ፣ ዘንተ መጎትን ዘንተ መጎታዊ ነገራትን ካልኦትን ብዕምቆት ዝተንተነት መጽሓፍ’ያ ኣቶ ሃብተ ሚካኤል ዘዳለዋ መጽሓፍ።

***ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሕጥበ-ጽሑፍ መላግቦ ሕርሕራይ ጌርኩም ጠዊቕኩም ስምዕዎ።

ብርሃነ

https://tigrigna.voanews.com/a/4059910.html

 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events