Dehai News

(ድምጺ ኣመሪካ) ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ክገብሩ ዝቐነዩ መራሕቲ ሲኖዶስ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ: ብዛዕባ ኩነታት ፓትሪያርክ እንጠንዮስ ቃለ-መጠይቕ ይህቡ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Wednesday, 13 November 2019

ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ክገብሩ ዝቐነዩ መራሕቲ ሲኖዶስ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ: ብዛዕባ ኩነታት ፓትሪያርክ እንጠንዮስ ቃለ-መጠይቕ ይህቡ

ሕዳር 13, 2019    ተወልደ ወልደገብረኤል

ዋሽንግተን — 
ካብ ኤርትራ መጺኦም ኣብ`ዚ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ክገብሩ ዝቐነዩ መራሕቲ ሲኖዶስ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ: ብዛዕባ ኩነታት ፓትሪያርክ እንጠንዮስ ንድምጺ ኣሜሪካ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቕ ሂቦም።

እቲ ብዋና-ጸሓፊ ሲኖዶስ ብጹዕ ኣቡነ ሉቃስ ዝምራሕ ሰለስተ ኣባላት ዘለዎ ልኡኽ፡ እቶም ፓትሪያርክ ዘለውዎ ኩነታት ብማሕዩር ኮነ ብማእሰርቲ ደረጃ ክግለጽ ዝግባእ ኣይኮነን ኢሎም። ንሳቶም ነዚ ምላሽ ዝሃቡ፡ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ`ዚ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ፓትርያርክ ካብ ማሕዩር ወጺኦም ናብ ስልጣኖም ይመለሱ ዝብል ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ድሕሪ ምክያዱ`ዩ።

ምስቶም ጳጳሳት ዝተኻየደ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



My vision for Eritrea: using the power of mathematics to inspire innovation, education, and nation-building. Let’s build a stronger future together.

Dehai Events