Dehai News

ዉሁድ ስጉምቲ ጸረ ኮሮና ቫይረስ፡

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Friday, 27 March 2020

ነዚ ተላባዒ ኮሮናቫይረስ ሰሚዑ ዘስቀጠ፡ ከም ንነጻት ደየድመጸ ይቑጸር። ድሕነት ህዝብና ዓስቢ ሰማእታትና እዩ። በዚ ሰንካም ሕማም ሓንቲ ሂወት ኤርትራዊ ንኸይትሓልፍ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዓቕሙ የወፊ።

Eritreafightscovid91

Eritrean Independence Day May 24 2020